
ኣርእስቲ መጽሓፍ፦ "Striving at Home"
ደራሲ፦ ተኽለ ወልደስላሴ
ቋንቋ፦ እንግሊዝኛ
ገጽ፦ ልዕሊ 500
ቦታ፦ ኣስመራ፡ ኤርትራ
እዛ ኤርትራዊ መንነትን ቃልስን እተንጸባርቕን እተጕልሕን ድርሰት፡ ብመልክዕ ልብ ወለድ ብቛንቋ እንግሊዝ ስለ እተጻሕፈት፣ ኣብ ስደት ንዝዓበዩ ደቅናን መንእሰያትናን ኣዝያ እተገድሶምን እትሕግዞምን መጽሓፍ እያ። ኣዘንተውቲ መንነትናን ታሪኽናን ቃልስናን ... ንዝኾኑ ኤርትራውያን ደረስትን ጸሓፍትን፡ ፍርያቶም ብምግዛእ በብዓቕምና ንሓግዞምን ነተባባዓዮምን!!
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ዝስዕብ ኣቲና ንከታተል።
Kommentar hinzufügen
Kommentare