ዝምልከተና ተቐማጦ ኸተማ ፍራንክፈርት!
ንሰንበት፡ 15 መጋቢት፡ ኣብ ፍራንክፈርት ኣብ ዝካየድ ኮማዊ ምርጫ ድምጽና ንኣማኑኤል ክብሮም መብራህቱ ይኹን!
ድምጽና ንሓውና!
ሓበሬታ
ኣብዚ ዝስዕብ መራኸቢ ኣቲና፡ ዝያዳ ሓበሬታ ኽንረክብ ንኽእል።
ንኻልኦት ኣብ ምሕባር ድማ ንተሓባበር!
https://europaliste.com/kommunalwahl-2026/
ንኻልኦት ኣብ ምሕባር ድማ ንተሓባበር!
#UnsereStimmeFuerAmanuelKubrom #EritreerInFrankfurt #EritreaInFrankfurt #EritreerInDeuschland #EritreanDiaspora #Eritrea #EritreaPrevails #EritreerFreundlichUndFriedlich
Kommentar hinzufügen
Kommentare