
ስዉእ ሓርበኛን ገዲም ተጋዳላይን ሚኒስተር ወልደሚካኤል ኣብርሃ (1938-2025) ኣንጻር ምፍራስ ፈደረሽንን ጎበጣ ኤርትራን ብስርዓት ሃይለስላሴ ናይ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኣብ ኣስመራ (1962) ከም ኣባል ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓራካ፡ ማሕበር ሸውዓተ) ሓደ ካብ ወደብቱ እዩ ኔሩ። ኣብዛ ታሪኻዊት ስእሊ ከም ዝርአ፡ ኣብቲ እዋን'ቲ ሓደ ካብ ጭርሕኦም "ናጻ ኤርትራ ወይ ሞት" ኔሩ። ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!
Kommentar hinzufügen
Kommentare