ታሪኽ ዝምህረና ሓቂ!!

Veröffentlicht am 15. September 2025 um 02:06

ንሕና

ህዝቢ ሃገረ ኤርትራ

ናይ ዘመናት መሪርን ተደጋጋምን ታሪኽ ዝምህረና ሓቂ'ሎ።

ንሱ ድማ፡

ገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ

ዓሻ ትዕቢትን ናይ ክድምና ባህርይን ዝመንቀሊኡ፡ ዘይዓርፍ ናይ ምስፍሕፋሕን ዕንደራ ዂናትን ሸውሃት

ከም ዘለዎም።

ጋዜጠኛ ኤልያስ ኣማረ


ንጋዜጠኛን ተንታንን ኤልያስ ኣማረ

ኣብ https://www.youtube.com/@eliasamare

 ከምኡ'ውን ኣብ ኢክስ (ትዊታ ነበር)

ኣብ Elias Amare ኤልያስ ኣማረ (@EliasAmare) / X

ክንከታተሎ ብትሕትና ንሕብር። 

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.