ኣብ ዙር ርዋንዳ (Tour du Rwanda) 2026 ኣብ መዛዘሚ መድረኽ ቀዳማይ ኮይኑ ዝተዓወተ ሄኖክ ሙሉብርሃን
"ድሙቕ ጣቕዒት ነቲ ንሄኖክ መሪሑ (leadout ገይሩ) ናብ ዓወት ዘብቅዖ ንጉስ ዓቐበት ናሆም ዘርኣይ (ዓዲ ሙሳ)!!"
ጸባ ኣስቲኻና ወድ ሙሌ!
እንቋዕ ሓጐሰካ - እንቋዕ ሓጐሰና!
#EritreaPrevails #TourDuRwanda2026 #XDSAstanaTeam
Kommentar hinzufügen
Kommentare