እንቋዕ ኣብጽሓክን ጀጋኑና! ⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️

Veröffentlicht am 6. März 2026 um 23:10
  • ንዓኺ፡ ትማሊ ኣብ በረኻታት ኤርትራ ብረት ዓጢቅኪ ንናጽነት እተቓለስኪ ጅግና፤
  • ንዓኺ፡ ሎሚ ዓንዲ ሕቖ ስድራ-ቤት ኴንኪ ሃገር እትሃንጺ ዘለኺ ጻዕረኛ፤
  • ንዓኺ፡ ብፍቕርን ብጽንዓትን ብትብዓትን፡ ንመጻኢ ወለዶ ተስፋ እትዘርኢ ዘለኺ ዓንዲ ሕብረተ-ሰብ፤

መዓልቲ 8 መጋቢት፡ ንታሪኽክን ጽንዓትክን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ዘይጽንቀቕ ዓቕምኽን ውቁብ መንነትክን እውን እነብዕለሉ መዓልቲ እዩ። ኤርትራዊት ክትብሃሊ ከለኺ፣ ምልክት ጽንዓትን ጅግንነትን ትብዓትን ተወፋይነትን ማለት እዩ።

  • ኵልኽን ደቀንስትዮ ሃገረይ፡ ኣዴታትናን ኣሓትናን ኣንስትናን ኣዋልድናን፡ ኵርዓትና ኢኽን እሞ፣ ብርሃንክን ወትሩ ይድመቕ!

@Eri Sweet

#InternationalWomansDay #EritreanWoman #EritreaPrevails #Eritrea #Eritreans #ሃ_ማ_ደ_ኤ #NationalUnionofEritreanWomen #WomensHistoryMonth

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Senait
Vor einem Monat

መዓልቲ 8 መጋቢት፡ ንታሪኽክን ጽንዓትክን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ዘይጽንቀቕ ዓቕምኽን ውቁብ መንነትክን እውን እነብዕለሉ መዓልቲ እዩ። ኤርትራዊት ክትብሃሊ ከለኺ፣ ምልክት ጽንዓትን ጅግንነትን ትብዓትን ተወፋይነትን ማለት እዩ።