ብምኽንያት 1 መስከረም፡ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውዳቤታት ዳርምሽታትን ከባቢኡን፡ መበል 65 ዓመት ንምጽንባል መደብ ኣዳልዩ ስለ ዘሎ፣ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
ዕለት፥ 12.09.2026
ሰዓት፥ ካብ ሰዓት 13፡00
ቦታ፥ Aktivspielplatz Herrngarten
Schlossgartenstraße 20
64289 Darmstadt
ብደሓን ምጹ!
ኣሰናዳኢት ኮሚተ

Kommentar hinzufügen
Kommentare