እንጅነር ቴድሮስ መሓሪ ብዛዕባ ኣህጉራዊ ዋዕላ መጽናዕታት ኤርትራ 2025

Veröffentlicht am 14. Januar 2025 um 07:09

እንጅነር ቴድሮስ ኣብ'ቲ ኻብ 4 ክሳዕ 6 ጥሪ 2025 እተኻየደ ኣህጉራዊ ዋዕላ መጽናዕታት ብኣካል ዝተሳተፊ ኤርትራዊ ተመራማሪ ነባሪ ሃገረ ሽወደን ኮይኑ፣ ብዛዕባ'ዚ መጽናዕታዊ ዋዕላ'ዚ ምስ ድምጺ ኤርትራውያን ሽወደን ኣገዳሲ ዕላል ኣካይዱ ኣሎ።

ኣብ'ዚ ዝስዕብ መራኸቢ ኣቲና ንከታተሎ።  

 

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.