
ኣብ ሜድያን ኣካደምያዊ ማሕበረ-ሰብን ፍልጥትን ጕልሕትን ዝኾነት ዘይነብ ባዳዊ፡ "... ኤርትራ ብመንጽር ታሪኽ እንተ ርኢናያ፡ ናይ ሓደ ኣገራምን ኣዝዩ ዝተራቐቐን ስልጣነ ማእከል ከም ዝነበረት ኢና ንርዳእ" ብምባል ንጥንታዊ ታሪኽ ኤርትራ ገሊጻቶ ኣላ። ብቛንቋ እንግሊዝ ዘካየደቶ ምሉእ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ዝስዕብ ይርከብ፦
Zeinab Badawi, a prominent media and academic figure, has an interview worth reading here:
Kommentar hinzufügen
Kommentare