
መጽሓፍ ዝኽሪ ስዉእ ስነ ጥበበኛን ሓርበኛን የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ዝሓለፈ ዓመት ብዕለት 08/08/2024 ኣብ ከተማ ኣስመራ ብወግዒ ኸም ዝተመረቐት ይፍለጥ። ኣብዚ ዓመት'ዚ ድማ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ግርም ዝኾነ ናይ መመረቕታ ጽምብል ኣካይዱ ኣሎ።
ጸሓፍ-ደርፊ (song writer) ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ኣብ ኣስመራ እተኻየደ መመረቕታ ኣመልኪቱ ነዚ ዝስዕብ ጽሒፉ ኔሩ።

ስዉእ የማነ ባርያ ኣብ ጒዕዞ ህይወቱ
ኣብ ሃገር ሽወደን ኣብ ከተማ ዩቱበሪ (Gothenburg) ብማሕበረ ኮም ኤርትራውያን እተገብረ ዕላዊ መመረቕታ መጽሓፍ ኣብ'ዚ ዝስዕብ ኣቲና ንከታተሎ፥
ምንጪ ጽሑፍ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮንን ስእልታትን፥
https://www.facebook.com/story.php?story_fbid=908006954702287&id=100064789714155
Kommentar hinzufügen
Kommentare