ልዕሊ 800 ሽሕ መጻምድቲ ዘራኸበ መተግበሪ ጀበና - Jebena App

Veröffentlicht am 3. Februar 2025 um 16:28

“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ዮሃንስ ዝሕብር። ኣብ 2019 ዝጀመረ መትግበሪ፡ ካብቲ ባህላዊ ኣገባባት መላላዪ ንፍቕሪን መጻምድቲን ውጽእ ኢሉ፡ ብሕልፊ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓደ መድረኽ ንምፍጣር ዝተበገሰ’ዩ። ... ©ድምጺ ኣሜርካ ትግርኛ 

ምስ ኤርትራዊ-ኣሜርካዊ መንእሰይ ሄኖክ ዮሃንስ ዝተገብረ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ዝስዕብ ይርከብ፥ 

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.