
ሰብኣይ ኣብ ክሽነ ኣትዩ ማዕረ ሰበይቱ ጸብሒ ምስ ዝሰርሕ፣ ንውላዱ ጨርቂ-ሽንቲ (ዳይፐር) ማዕረ ሰበይቱ ምስ ዝቕይረሉን ካልእን ድዩ ማዕርነት ደቂ-ኣንስትዮ ተረጋጊጹ ዝበሃል፧ ... ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ሓሳባታ ኣካፊላትና ኣላ'ሞ፣ ኣቲና እስከ ንስምዓያ።
ብኻልኦት እተዳለወ፡ ኣገዳስነቱን ኣድላይነቱን ብምርኣይ ኣብዚ ደንበና እነቕርቦ ሓደ ሓደ ናይ ስእለ-ድምጺ ትሕዝቶ፡ ነፍስ-ወከፍ ጥውቃ (ክሊክ) ብቐጥታ ናብ ኣዳለውቱ'ዩ ዝኸይድ። ንሕና ኣመሓላለፍቱ ጥራይ ምዃና ብትሕትና ነፍልጥ።
Kommentar hinzufügen
Kommentare