ኤርትራዊ ቓልስን መንነትን እተጕልሕ ሓዳስ መጽሓፍ

Veröffentlicht am 24. Juli 2025 um 09:52

ኣርእስቲ መጽሓፍ፦ Striving at Home

ደራሲ፦ ተኽለ ወልደስላሴ 

ቋንቋ፦ እንግሊዝኛ 

ገጽ፦ ልዕሊ 500

ቦታ፦ ኣስመራ

እዛ ኤርትራዊ መንነትን ቃልስን እተንጸባርቕን እተጕልሕን ድርሰት፡ ብመልክዕ ልብ ወለድ ብቛንቋ እንግሊዝ ስለ እተጻሕፈት፣ ንዂልና ግዱሳት፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ስደት ንዝዓበዩ ደቅናን መንእሰያትናን ኣዝያ እተገድስን እትሕግዝን መጽሓፍ እያ። ኣዘንተውቲ መንነትናን ታሪኽናን ቃልስናን ... ንዝኾኑ ኤርትራውያን ደረስትን ጸሓፍትን፡ ፍርያቶም ብምግዛእ በብዓቕምና ንሓግዞምን ነተባባዓዮምን!!

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ዝስዕብ ኣቲና ንከታተል።   

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.