This in-depth interview with Eritrean President Isaias Afwerki comes at the right time.
For three reasons:
1. The world is turning upside down.
2. Africa is waking up.
3. The Horn of Africa aspires to peace and prosperity.
እዚ ምስ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እተገብረ ዓሚቚን ሰፊሕን ቃለ መጠይቕ፡ ኣብ ጊዚኡን ኣብ ሰዓቱን እዩ ብመልክዕ መጽሓፍ ዝቐርብ ዘሎ።
እቲ ምኽንያት ድማ፦
1. ዓለም ኣብ እትገማጣጠለሉ ዘላ ጊዜ፤
2. ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ እትበራበረሉ ዘላ ጊዜ፤
3. ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላምን ዕብየትን ኣብ እትመጣጠረሉ ዘላ ጊዜ።
How to order the book / ብኸመይ ክንእዝዛ ንኽእል
To purchase the book, click on the following link /ኣብዚ ዝስዕብ መራኸቢ ኣቲና ምእዛዛ ይከኣል፦
It is also available on Amazon.
ብመገዲ ኣማዞን እውን ከም እትርከብ ተሓቢሩ ኣሎ።
እዛ "ቃልሰይ ንኤርትራን ኣፍሪቃን " እትብል መጽሓፍ ፕረሲደንት ሃገረ-ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብቛንቋታት እንግሊዝን ፈረንሳን ስለ እተጻሕፈት፣ እንፈልጦምን እንቐርቦምን ወጻእተኛታት (ኣፍሪቃውያን ይኹኑ ኤውሮጳውያን፡ እስያውያን ይኹኑ ኣሜርካውያን) ብዛዕባ ሃገርናን ጎዶቦናን መታን ቅኑዕን ንጹርን መረዳእታ ኽረኽቡ፣ ከም ህያብ ንኽነቕርበሎም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ምኾነት ንብል።
EMN - ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመት ሓዳስ መጽሓፍ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ - Eritrean Media Network
#EritreaPrevails #Eritrea #EPLF #MyStruggleForEritreaAndAfrica #PresidentIsaiasAfewerki #EritreanPresident #MichelCollon #Africa #Africans #HornOfAfrica #RedSea #RedSeaIsEritrean #RedSeaIsEritreanSea #Ethiopia #Tigray #BooksOfEritrea #EritreanRevolution #AfricanRevolution
Kommentar hinzufügen
Kommentare