ሩት ስምኦን ደራሲትን ጋዜጠኛን ተርጓሚትን እያ። ንባህልን ታሪኽን ኤርትራን ከባቢኣን ዘንጸባርቑ ጽሑፋት ከም “ዓፍየት”፡ “ዘራእቲ ዕግርግር”፡ “ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ... ዝኣመሰሉ ኣገደስቲ ጽሑፋት ዘበርከተት ኤርትራዊት ዜጋ እያ።
ደራሲትን ጋዜጠኛን ተርጓሚትን ሩት ስምኦን
PART 1 | Ruth Simon - መመረቕታ መጽሓፍ "ደሃይ ዕምበባታት" - Book "Voices of Flowers"
PART 2 | Ruth Simon - መመረቕታ መጽሓፍ "ደሃይ ዕምበባታት" - Book "Voices of Flowers"
ካብ ቋንቋ ፈረንሳይ ዝተርጐመተን "ዘራእቲ ዕግርግር" ወ "ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧
"ናይ ቀደም" (2025)
ኣብዚ ኣቲና ንርከባ፦ 👉 https://amzn.eu/d/bwLHcL8
ደራሲት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ፌስቡኽ ትርከብ፦
Kommentar hinzufügen
Kommentare