Ruth Simon Books / መጽሓፍቲ ሩታ ስምኦን

Veröffentlicht am 29. Juni 2026 um 02:07

ሩት ስምኦን ደራሲትን ጋዜጠኛን ተርጓሚትን እያ። ንባህልን ታሪኽን ኤርትራን ከባቢኣን ዘንጸባርቑ ጽሑፋት ከም “ዓፍየት”፡ “ዘራእቲ ዕግርግር”፡ “ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ... ዝኣመሰሉ ኣገደስቲ ጽሑፋት ዘበርከተት ኤርትራዊት ዜጋ እያ። 

ደራሲትን ጋዜጠኛን ተርጓሚትን ሩት ስምኦን

PART 1 | Ruth Simon - መመረቕታ መጽሓፍ "ደሃይ ዕምበባታት" - Book "Voices of Flowers" 

PART 2 | Ruth Simon - መመረቕታ መጽሓፍ "ደሃይ ዕምበባታት" - Book "Voices of Flowers" 


ካብ ቋንቋ ፈረንሳይ ዝተርጐመተን "ዘራእቲ ዕግርግር" ወ "ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧

"ናይ ቀደም" (2025)

ኣብዚ ኣቲና ንርከባ፦ 👉 https://amzn.eu/d/bwLHcL8

ደራሲት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ፌስቡኽ ትርከብ፦

👉https://www.facebook.com/profile.php?id=61574944613671

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.