ሰነዳዊት ፊልም "ስደት" (1ይ ክፋል)

Veröffentlicht am 28. Oktober 2024 um 17:31

ብዛዕባ ታሪኽን እንታይነትን ስደት እትድህስስ መሃሪትን ኣገዳሲትን ዝኾነት ሰነዳዊት ፊልም "ስደት" ተዳልያ ኣላ። ቀዳማይ ክፋላ ድሮ ንህዝቢ ተዘርጊሓ  ስለ ዘላ፣ ኣገዳስነታን እዋናውነታን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ክቡራትን ክቡራንን ኣብ ምክፍፋላ ንተሓጋገዝ። 

ኣዳለውቲ፦ 

THE HORN POLITICS MEDIA NETWORK 

https://youtu.be/Ni-fBqxLuxE?si=SihUqDRf1tZTVck1

ሰነዳዊት ፊልም "ስደት"

ኣቲና ንርኣያ፡ ንመሃረላ ንሕሰበላ! 

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.