
ኣድያም ኣብርሃ ስነ ልቦናን ትምህርቲ ሃይማኖትን ኣጽኒዓ፡ ኣብ ኣስመራ ንኣስታት 9 ዓመታት ከም መምህርን መራሒት ጕጅለን ዝሰርሐትን፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብን ስርዓተ ትምህርትን ዝተመኰረትን በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሰለስተ ቈልዑን እያ።
ኣብ መዕበያ ህጻናትን ቈልዑትን ኣተኲራ ብዛዕባ እተፈላለዩ ኣገደስቲ ኣርእስታት ዝምህሩ መደባት ንህዝቢ ተቕርብ እያ። ገለ ካብ’ቶም ክሳዕ ሕጂ ዘቕረበቶም መደባት እዞም ኣብ ታሕቲ ብስእሊ ተለጢፎም ዘለዉ ይሕብሩና።
መደባታ እተካፍለሉ ዩቱፕ ኣብ’ዚ ዝስዕብ ይርከብ፦ https://www.youtube.com/@adiamabraha






ንኻልኦት ግዱሳት፡ ብፍላይ ንመንእሰያት ወለዲ ብዛዕባ መሃሪ መደባታ ብምሕባርን ብምክፍፋልን ንተሓጋገዝ።
መደባት ኣድያም ኣብርሃ "መዕበያ ህጻናትን ቈልዑትን" ኣብ’ዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ዩቱፕ ይርከብ፦
Kommentar hinzufügen
Kommentare