ሓመድ ድበ ናደው - ቃላት ኣብ ተግባር!

Veröffentlicht am 23. März 2026 um 10:05

"ሎሚ ሓመድ ድበ ናደው እዩ፥ ኣብቲ ሓመድ ድበ ከኣ ክንሳተፍ ኢና!"

ሽዑ ኣዛዚ ክፍለ-ሰራዊት 85 ዝነበረ ተጋዳላይ ገብረዝግኣቢሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ኣብ ድሮ መጥቃዕቲ ምሕራር ኣፍዓበት ካብ ዘስምዖ መደረ።

ከምቲ ዝበሎ ድማ ህዝባዊ ሰራዊት ኣብቲ ካብ 17-19 መጋቢት 1988 ዘካየዶ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ልዕሊ 20 ሽሕ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ክቐትልን ክማርኽን እንከሎ፡ ብርክት ዝበለ ወንጨፍቲ ሮኬታት፡ መዳፍዕን ታንክታትን ድማ ማሪኹን ኣቃጺሉን።

ቃላት ኣብ ተግባር!

©Safira Press

#Zantana #TheBattleOfAfabet #TheAnnihilationOfNadewCommand #EritreanStruggle #EritreanRevolution #EritreanPeople'sLiberationFront #EPLF #Eritrea #EritreaPrevails #Eritreans #HornOfAfrica #Africa #AfricanRevolution 

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.